20/04/2026
ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ተቐማጦ ብረመንን ሃምቡርግን ከባቢኡን!
ብመጀመርታ ምውቕ ዝበለ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ባህላዊ መቐረት ዓዲ ንዝናፈቕኩምን ንበዓላትኩም ፍሉይ ድምቀት ክትውስኹ ንትደልዩን፡ እነሃልኩም ብሉጽ ሞያዊ ኣገልግሎት መግቢ ሒዝናላኩም ቀሪብና ኣለና።
✨ ኣገልግሎታትና (Our Services)
• ባህላዊ መቐረት፦ ጽሬቱን ጥዕናኡን ዝሓለወ፣ ናይ በዓል ሞያ ኢድ ዝተረክቦ ብሉጽ መግቢ ዓዲ።
• ዝተፈላለዩ ጽምብላት፦ ንመርዓ፣ ጥምቀት፣ ልደትን ንኹሉ ዓይነት ማሕበራዊ ምትእኽኻባትን ብዝለዓለ ብቕዓት ነአንግድ።
• ናይ ስራሕ ቦታና፦ ኣብ ከተማ ብረመንን ሃምቡርግን ከባቢኡን
📞 ንትእዛዝን ተወሳኺ ሓበሬታን
ንዝኾነ ዓይነት ሕቶ ይኹን ትእዛዝ በዞም ዝስዕቡ ቁጽሪ ስልኪ ክትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም፦
📱 015738812303
📱 017620177275