19/08/2026
ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብምኽንያት መበል 14 ዓመት ዝኽሪ መስዋእቲ ብሉፅ መራሒ ነበር 1ይ ሚኒስተር ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ጥዋፍ ብምውላዕ ኣክቢሩ።
ኣብቲ መድረክ ከም ህዝቢ ገጢሞሙና ዘለዉ ፀገማት በዲህና ክንሰግር ሌጋሲታት መለስ ዜናዊ ተላቢስና ስርዓት ብልፅግና ንምእላይ ብሓድነት ክንቃለስ ከምዝግባእ ዋና ኣማሓዳሪ ተጋዳላይ ገ/ሂወት ኪዱ ገሊፆም።
መለስ መርኣያ ጀግንነትን ፅንዓትን ኮይኑ ዝሓለፈ ህያው ጥበብኛ መራሒ ምንባሩ ይዝከር።
ሓበሬታን ርክብን ወረዳ ታ/ኣድያቦ
13 ነሓሰ 2018ዓ/ም