07/06/2026
👉መራሕቲ ንገዛእ ርእሶም መሕብኢ ኣብ ዝደልዩሉ ኲናት፡ ንስኹም ስለምንታይ ማገዶ ትኾኑ? ኣብ ግንባር ጸለምቲ ዝርከቡ ኣመራርሓ ኣርሚ 11 ኣብ ከተማ እንዳባጉና ብናይ ድሮን ቅኝት ተረቢሾም ቦታ ኣኼባኦም ብፍርሒ ብተደጋጋሚ እናቐየሩ ውዒሎም እዮም።
🎯ኣብዚ ኹሉ ማእከል ግን ነቲ ታሕተዋይ ዕጡቕ ከም ኣቕሓ ኣብ ሜዳ ደርብዮሞ እዮም። ብተመሳሳሊ ኣብ ከተማ ማይሃንሰ ኣመራርሓ ኣርሚ 35 ቀጻሊ ተራ ናይ መን እዩ? ብዝብል ጭንቀት ሞት ተዋሒጦም ይርከቡ።
👉 መራሕቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ህይወት ንምድሓን ጐዳጒዲ እናኹዓቱን እናተሓብኡን ንዓኻትኩም ግን ኣብ ክፉት ሜዳ ክጥንጥኑኹም ከለዉ... ብሓቂ ክሳብ መዓስ ኢኹም ርእስኹም ንናይ ካልኦት ፍርሒን ሕቡእ ዕላማን ብኸንቱ መስዋእቲ ኣሕሊፍኩም ትህቡ?