05/01/2025
እንኳዕ ን በዓል ልደት 2017 ብሰላም አብፀሐና:: Mebrhit super market መቐለ ን በዓል ልደት ዝኸውን ጥማር (ፖኬጅ ) ምስ ነፃ ደሊቨሪ ብተመጣጠኒ ዋጋ ኣዳልዮምልኩም ኣለዉ።
በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልኪ ተጠቒምኩም ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም።
📞 +251932320799
+251914521616
+251914366556
+251921151413
ርሑስ በዓል ይግበረልና🙏🏼
መብርሂት ሱፐር ማርኬት"
"በዓል ምኽንያት ብምግባር ጥቅልል /ፓኬጅ/ ተዳልዩ ኣሎ"
"1. 1 ደርሆ ናይ ፈረንጂ
2. 13 እንቁላሊሕ
3. 3ኪሎ ሽንጉርቲ : 1 ኪሎ ኮሚደረ
4. 1ሊትሮ ዘይቲ
5. ኣዝማሪኖ :ለሚን
6. ኪሎ ጨው : መከለሻ ቅመም
7.ፃዕዳ ሽንጉርቲ
"2001 ቅርሺ ጥራሕ" +
"ነፃ ደሊቨሪ"
"ኣድራሻና መቀለ
1. ቀዳማይ ወያነ ብሎክ B ቁፅሪ 7
2. ቀዳማይ ወያነ ቆሎ መሸጢ ፊት ንፊት ዘሎ መሸጢ ፍረምረ መደዳ
ስ.ቁ
0932320799
0914521616
0914383818
5 ፓኬጅ ብሓባር ንዝመፁ 5%ቅናሽ"
ርሑስ በዓል