03/06/2025
ብስራት ካብ Rufta Ltd
ኣብ United Kingdom ዝተመስረተ ፋብሪካ ኮይኑ ዝኮነ ዓይነት ናይ ሓበሻ ዓይነት መግቢ ብመጽናዕታውን ጥዕናውን ኣገባብ ናብ ዓማዊሉ የቅርብ ንንውሕ ዝበለ ግዜ ከነዳልዎ ዝጸናሕና ብመጽናዕታዊ መንገዲ በርበረ ንመሸጣ ኣውሪድናዮ ኣለና እዚ ዘዳለናዮ በርበረ ኣብ United Kingdom ብዝገባእ ናይ ጥዕናዊ መርመራ laboratory ተመርሚሩ ጥዕናዊ ፍቃድ ዝረከበ ኮይኑ ኣብ ዕዳጋታት ኣቅሪብናዮ ኣለና ኣብ ነፍሲ ወከፍ ከተማታት ናይ United Kingdom ኣብ ድካናትን ሬስቶራንትን ክትረክብዎ ኣቅሪብናልኩም ኣለና
ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ተወከሱና
00447539810192
00447480993838
00447482254446
+44(0)1633280403