Hazemo Adi fkri

Hazemo Adi fkri akelegizay

30/09/2025

ክፍሊ ዲፕሎማሲ ዞባ እስራኤል ሎሚ ዕለት 29-09-2025 ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ሓተቲ ፖለቲካዊ ዕቕባ ኣተኪሩ ምስ መሪሕነት ላዕለዋይ ተጸዋዒ ማሕበር ኣይሁዳውያን ኣምሪካውያን ዘትዩ።

እዚ ኣብ ከተማ ኣሽዱድ ዝተኻየደ ዘተ፥ ኣዚዮም ኣገደስቲ ዛዕባታት ኣልዒሉ ድሕሪ ምምይያጥ፥ ኣብ ቀረባ መጻኢ ዝትግበሩ ኣገደስቲ ፕሮጀክትታት ሓንጺጹ ብዓወት ዛዚሙ። እዚ ኣመሪካዊ ትካል እዚ ሎሚ ዝተገብረ ርክብ ጀማሪ ነቲ ዝዓበየ ዓወት ብምዃኑ ኣብ ቀጻሊ ብዝልዕለ ክስርሓሉ ምዃኑ ቃል ብምእታዉ ንዝመጽእ ርክብ ኣበርቲዑ ከም ዝሰርሕ ቃል ኣቲዩ።

ክ/ሚ/ህ/ማ/ብ/ንሓመዱ ኤርትራውያን ዞባ እስራኤል
ዓወትና ብቅልምና(+)ንቅሓት

Indirizzo

Nerwoy
Nerola

Sito Web

Notifiche

Lasciando la tua email puoi essere il primo a sapere quando Hazemo Adi fkri pubblica notizie e promozioni. Il tuo indirizzo email non verrà utilizzato per nessun altro scopo e potrai annullare l'iscrizione in qualsiasi momento.

Condividi