Merkeb Grocery Store

Merkeb Grocery Store Merkeb is a universal grocery store located in High Point, NC

ሰላም ንዓኹም ዓማዊልና። ሓዱሽ ቢዝነስ ናይ ክራይ ስፒከር ምስ ምሉእ መሳሪሕኡ ኣብ መርከብ ኣዳሊናልኩም ኣለና። ንኹሉ ጉዳይ ማለት :ንመርዓ:ጥምቀት: መመረቅታ: ኮታስ ምሉእ ናይ ድምጺ ዓቅሚ...
03/12/2026

ሰላም ንዓኹም ዓማዊልና። ሓዱሽ ቢዝነስ ናይ ክራይ ስፒከር ምስ ምሉእ መሳሪሕኡ ኣብ መርከብ ኣዳሊናልኩም ኣለና። ንኹሉ ጉዳይ ማለት :ንመርዓ:ጥምቀት: መመረቅታ: ኮታስ ምሉእ ናይ ድምጺ ዓቅሚ ዘለዎ(8000 Watt) 2 wireless microphones, SD, Bluetooth and aux input. ንዝያዳ ሓበሬታ ደዉሉልና 3362592836.

ኩሉ ዓይነት ጣፍ ማለት፣ መስቀል፣ ኣዝመራ፣ሰላም ተዳልይልኩም ኣሎ። ከም ወትሩ ዉን ኣልሚን ማና ዝብል ዝብል ዝበለጸ ሽሮ በርበረ ኣሎ። ሕልበት፣ኤልሳ ቆሎን ዳቦ ቆሎን ኣሎና። ሓዱሽ ባህላዊ ...
02/12/2026

ኩሉ ዓይነት ጣፍ ማለት፣ መስቀል፣ ኣዝመራ፣ሰላም ተዳልይልኩም ኣሎ። ከም ወትሩ ዉን ኣልሚን ማና ዝብል ዝብል ዝበለጸ ሽሮ በርበረ ኣሎ። ሕልበት፣ኤልሳ ቆሎን ዳቦ ቆሎን ኣሎና። ሓዱሽ ባህላዊ ሞሶብ ዉን ተዳልዩ ኣሎ ብድሓን ምጹ።

11/02/2025

Forward my thank to all my customers!!!

All available in store!336-8416969
09/04/2025

All available in store!
336-8416969

09/04/2025

Contact us 3368416969.

05/14/2025

ሰላም ጣፍ ተዳልዩ ኣሎ። ከምኡ ዉን መስቀል ጻዕዳን ቀይሕን ኣሎ። ኣዝመራ ጣፍ ዉን ኣሎ። ኮታ ኩሉ ዓይነት ሕሩጭ, ስገም, ዳጉሻ, ማሸላ, ስርናይ ወዘተ.....

02/17/2025

ሻሓኒ ኮይኑ ብባህላዊ ዲዛይን ዘለዎ ዝተሰርሐ ተዳልዩ ኣሎ። Contact us 3362592836 or 3368416969.

ሰላም ንኹሉ ኣብ ኩሉ። ከምዚ ኣብ ታሕቲ ትሪእዎ ዘለኹም ሓደሽቲ ሽፈን: ሰለሽ: ናይ ዓዲ ጥሕኒ: ሕልበት …ወዘተ ኣብ Merkeb Eritrean grocery store ተዳልይልኩም ኣሎ። ናብ ...
01/18/2025

ሰላም ንኹሉ ኣብ ኩሉ። ከምዚ ኣብ ታሕቲ ትሪእዎ ዘለኹም ሓደሽቲ ሽፈን: ሰለሽ: ናይ ዓዲ ጥሕኒ: ሕልበት …ወዘተ ኣብ Merkeb Eritrean grocery store ተዳልይልኩም ኣሎ። ናብ ምሉእ ኣሜርካ ክንልእከልኩም ንኽእል ኢና። Contact as 3368416969 or 3362592836.

ብምኽንያት ልደትን ሓዱሽ ዓመት ዝደለኽንኦ ዓይነት ብሩር ጥማዕ ወርቂ ከምኡ ዉን ምሉእ ብምሉእ ወርቂ ክትእዝዛ ትኽእላ ኢኽን ንዝያዳ ሓበሬታ 3362592836 ርኸባና።
12/02/2024

ብምኽንያት ልደትን ሓዱሽ ዓመት ዝደለኽንኦ ዓይነት ብሩር ጥማዕ ወርቂ ከምኡ ዉን ምሉእ ብምሉእ ወርቂ ክትእዝዛ ትኽእላ ኢኽን ንዝያዳ ሓበሬታ 3362592836 ርኸባና።

10/29/2024

ሰለስቲኡ መጽሓፍቲ ዕዮ ትግርኛ ብ መም ዮሴፍ ዝተጻሕፈ ኣብ Merkeb Eritrean grocery store ተዳልይልኩም ኣሎ። ብቀሊሉ ደቅና ክማሃሩሉ ዝኽእሉ ብሉጽ መጽሓፍቲ ዩ። ንዝያዳ ሓበሬታ 3362592836 Or 3368416969 ተወከሱና።

Nice to meet you in person. መኮነን ተስፋይ ( ሞዛይክ ባህሊ ኣብ ዩቱብ) ሎሚ ብኣካል ኣብ ናይ ስርሐይ ቦታ ብምጻእ ኪንዮዉ ቲ ብቴለፎን ዝነበረና ሌላ ደሪዕናሉ ንርከብ። ብመ...
10/18/2024

Nice to meet you in person. መኮነን ተስፋይ ( ሞዛይክ ባህሊ ኣብ ዩቱብ) ሎሚ ብኣካል ኣብ ናይ ስርሐይ ቦታ ብምጻእ ኪንዮዉ ቲ ብቴለፎን ዝነበረና ሌላ ደሪዕናሉ ንርከብ። ብመጽሓፍቲ ምጽሓፍን ምሻጥን ባህላዉን ያታዉን ናይ ቀደም ዛንታ ምቅራብን ዝልለ ሓያል መምህርን ስነጥበባዉን ዩ። ቀንዲ ርክብና ብናይ ስራሕ ኮይኑ ንዕሊ 3 ዓመት ድማ ኣብ ስራሕ መጽሓፍቲ ምሻጥ ተጸሚድና ንርከብ። ናይ ሎሚ ቀንዲ መምጺኢኡ ዉን ዘይተሸጡ መጽሓፍቲ ኣብ ሻርሎት ብምዉሳድ ናይ መሸጣ Show on October 20-2024 @ Konshiba Restaurant ስለ ዘሎ ዩ። ሕዲ ዉን ኣብ ናይ ግሊ ቢዝነሰይ ሓደሽቲ መጽሓፍቲ ተዳልዮም ኣለዉ ንዝያዳ ሓበሬታ Contact as Merkeb Eritrean grocery store LLC 3362592836. Thank you Mekonen Tesfay for the opportunity we share and good to see you today on the behalf of business discussions.

Address

1110 S Main Street
High Point, NC
27260

Opening Hours

Monday 10am - 8:30pm
Tuesday 10am - 8:30pm
Wednesday 10am - 8:30pm
Thursday 10am - 8:30pm
Friday 10am - 8:30pm
Saturday 10am - 8:30pm
Sunday 12pm - 8:30pm

Telephone

+13368416969

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Merkeb Grocery Store posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Merkeb Grocery Store:

Share

Category